Search
Interview with Dr Markos Gesese by Tigrinya | Mixes.VuiZ.Net
Interview with Dr Markos Gesese
By
Tigrinya
Tags:
#Tigrinya
#Sbs
#Radio
Interview with Dr Markos Gesese
Tigrinya
0:00
0:00
Description
Á‰¢áˆ® ጥዕና áŠáˆáˆ ትáŒáˆ«á‹ አብ መá‰áˆˆ ንá‹áˆáŠ¨á‰¥ ማáˆá‰†áˆµ áሉዠማእከሠሕáŠáˆá�...(ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ አብ መቐለ ንዝርከብ ማርቆስ ፍሉይ ማእከል ሕክምና ውሽጣዊ ሕማም አርባዕተ ረቑሓታት አየማልአን ኢሉ ንሓደ ዓመት ካብ ስርሑ ደው ኣቢልዎ፡፡ ወናኒ ማርቆስ ፍሉይ ማእከል ሕክምና ውሽጣዊ ሕማም፡ ዶክተር ማርቆስ ገሰሰ እቲ እገዳ ቅኑዕ ዉሳነ አይኮነን፡ እቶም ንመአገዲ ዝቐረቡ ረቛሒታት ንማእከል ሕክምና ተባሂሎም ዝተቐመጡ ዘይኮኑስ ን ሆስፒታል ዝምልከቱ እዮም፡፡ ገለ ድማ ጠቐነታት እዮም ይብሉ፡፡ ንዝርዝር ትሕዝቶ ምስ ወናኒ ማርቆስ ፍሉይ ማእከል ሕክም ዶክተር ማርቆስ ገሰሰ ዝገበርናዮ ቃለ ምልልስ ነዚ ልጋብ ጠዊቕኩም ስምዑዎ፡፡
)
Direct Download
More from
Tigrinya
'ኣማኑኤል ኣብ መድረኻዊ ውድድራት ንተቐዳደምትና ኣብ ዓቐብ ዝሕግዞም ሓያል ኣበርክቶ ክህልዎ'ዩ' ሓዳስ ጋንትኡ ትሬክሴጋፍሬዶ
Tigrinya
6y ago
10:58
0
#Sbs
#Tigrinya
#Australia
#Ethiopia
ኣውስትራሊያ ትርከበን 15 ሃገራት ፓሲፊክ ኤሽያ ኣብ ዓለም እቲ ዝዓበየ ናይ ነጻ ንግዲ ዉዕል ፈሪመን። (ዕለታዊ ዜና)
Tigrinya
6y ago
11:15
0
#SBS Tigrinya News
#News
ካብ ከባቢ ሑሞራ ዝስደዱ ዘለዉ ብዛዕባ ዝተፈጸመ ህልቂት ይዛረቡ፡ ኢመሬት ዓረብ ኣብዚ ኲናት ኢዳ ተእቱ ኣላ ተባሂሉ (ጸብጻብ)
Tigrinya
6y ago
4:32
0
#Homeland news
#Abiy Ahmed Ethiopia
#Homeland Report
ኣብ ኢትዮጵያ ዝግበር ዘሎ ኲናት ዞባዊ ኲናት ይኸውን ኣሎ፡ ሳዕቤኑ እንታይ ክከውን’ዩ? (ትንታነ)
Tigrinya
6y ago
12:09
0
#Horn Africa
#Ethiopia political crisis
#Eritrea
#Horn of Africa
ከተማ ኣስመራ ድምጺ ነትጒ ተሰሚዑ፡ ኣብ ትግራይ ፋብሪካታት ተወቒዑ፡ እቲ ኲናት ናብ ሰፊሕ ቦታታትን ክንዮ ዶብ ኢትዮጵያን ሰጊሩ።
Tigrinya
6y ago
7:05
0
#News